『How to start your home business in Australia - ኣብ ኣውስትራልያ ንግዲ ኣብ ገዛኹም ከመይ ገይርኩም ትጅምሩ፧』のカバーアート

How to start your home business in Australia - ኣብ ኣውስትራልያ ንግዲ ኣብ ገዛኹም ከመይ ገይርኩም ትጅምሩ፧

How to start your home business in Australia - ኣብ ኣውስትራልያ ንግዲ ኣብ ገዛኹም ከመይ ገይርኩም ትጅምሩ፧

無料で聴く

ポッドキャストの詳細を見る

このコンテンツについて

Did you know that people offering taxi services from home need to register for Goods and Services Tax (GST)—regardless of how much they earn? Or that a fitness instructor needs local council approval to see clients at home? In this episode, we unpack the basic rules you need to know when setting up a home-based business in Australia. - ካብ ገዛ ዝካየድ ንግዲ (home-based business) ከም ሓሳብ ንብዙሓት ሰሓቢ ክኸውን ይኽእል'ዩ። ወጻኢታት ዝቕንስ፡ ክትተዓጻጸፍ ዕድል ዝህብን ንብዙሓት ዝዓይነቶም ሞያታት ዝጥዕም፡ ከምኡ'ውን ካብ ቤት ጽሕፈት ጥራይ ክካየድ ግድን ዘይኮነን'ዩ። ገለ ኣብነታት ንምጥቃስ ኣካላዊ ብቕዓትን ድሕነትን፡ ጸጉርን ጽባቐን፡ ምኽሻን መግቢ ወይ'ውን ዋላ ፕሮፌሽናል መዋእለ ህጻናት የካትት። ግን ልክዕ ከም ካልኦት ንግድታት ክትክተልዎም ዘለኩም መምርሒታት ኣለዉ። ኣብ'ዚ ንኣውስትራልያ ንገልጸሉ ትሕዝቶ ካብ ገዛ ዝካየድ ንግዲ ክትከፍቱ ክትሓስቡ'ንከለኹም ኣብ ግምት ከተእትውዎም ዘለኩም መሰረታውያን ሕግታትን መምርሒታትን ክአምኡ'ውን ቀንዲ ስጉምቲታትን ብዝርዝር ከነቕርቦም ኢና።

How to start your home business in Australia - ኣብ ኣውስትራልያ ንግዲ ኣብ ገዛኹም ከመይ ገይርኩም ትጅምሩ፧に寄せられたリスナーの声

カスタマーレビュー:以下のタブを選択することで、他のサイトのレビューをご覧になれます。