『ፐን ኤርትራ ንነዊሕ ዓመታት ደልዲሉ ናይ ምቕጻሉ ምስጢር እንታይ እዩ፧ ዝርርብ ምስ ዳይረክተር ፐን ኤርትራ ዓወት ፍስሃየ፡』のカバーアート

ፐን ኤርትራ ንነዊሕ ዓመታት ደልዲሉ ናይ ምቕጻሉ ምስጢር እንታይ እዩ፧ ዝርርብ ምስ ዳይረክተር ፐን ኤርትራ ዓወት ፍስሃየ፡

ፐን ኤርትራ ንነዊሕ ዓመታት ደልዲሉ ናይ ምቕጻሉ ምስጢር እንታይ እዩ፧ ዝርርብ ምስ ዳይረክተር ፐን ኤርትራ ዓወት ፍስሃየ፡

無料で聴く

ポッドキャストの詳細を見る

このコンテンツについて

ፐን ኤርትራ፡ ኣብ ወጻኢ ሃገር ብዝነብሩ ኤርትራውያን ጸሓፍትን ጋዜጠኛታትን ዝቖመ ማሕበር እዩ። ኣብ ዝሓለፉ 7 ዓመታት ን ገጣሚት ይርጋኣለም ፍስሃ፡ ንጸሓፊ ሳልሕ ጋዲ፡ ንጸሓፍን ምሁርን ፕሮፌሰር ግርማይ ነጋሽ፡ ንጸሓፊ ዳኒኤል ተስፋይ ሰመረ፡ ንስነጥበበኛ ኣብራር ዑስማን፡ ን ኣሕታሚ ካሳሁን ቸኮል ኣብ 2025 ድማ ንጋዜጠኛ ቢንያም ስምኦን ኣብ ነጻነት ሓሳብካ ብምግላጽ ዝሸለሞም እዮም። ብዛዕባ ናይቲ ማሕበር ንጥፈታት ኣልዒልና ምስ ዳይረክተር ፐን ኤርትራ ኣቶ ዓወት ፍስሃየ ዝተገብረ ቃለ መሕትት።
まだレビューはありません