『ዝተሰርቁ ወለዶ፡ ነቲ ታሪኽን ጽልዋኡን ምርዳእ።』のカバーアート

ዝተሰርቁ ወለዶ፡ ነቲ ታሪኽን ጽልዋኡን ምርዳእ።

ዝተሰርቁ ወለዶ፡ ነቲ ታሪኽን ጽልዋኡን ምርዳእ።

無料で聴く

ポッドキャストの詳細を見る

このコンテンツについて

ኣውስትራሊያ ብዙሓት ገና ዝመሃርዎ ዘለዉ ጸሊም ናይ ታሪኽ ምዕራፍ ኣለዋ ። ድሕሪ ናይ ኣውሮፓዊያን ሰፈራ ኣብ ኣውስትራሊያ ፡ህጻናት ኣቦርጂናዊያንን ቶረስ ስትሪት ኣይላንደራትን ካብ ስድራኦም ብስርዓት ተመንጢሎም ፡ ናብ ደቀባት ዘይኮኑ ሕብረተሰባት ክኣትዉ ተገዲዶም ። እቲ ዘጋጠሞምወጽዓን ማህሰይትን ከቢድ በሰላ ሓዲጉሎም እዩ ። ሎሚ እዞም ሰባት ከም ዝደሓኑ ዝተሰርቁ ውለዶ ወይ Stolen Generations ተባሂሎም ይፍለጡ ኣለዎም።

ዝተሰርቁ ወለዶ፡ ነቲ ታሪኽን ጽልዋኡን ምርዳእ።に寄せられたリスナーの声

カスタマーレビュー:以下のタブを選択することで、他のサイトのレビューをご覧になれます。