『ዕሉል ኣስጋሪ ኤርትራዊ ተወልደ ጐይትኦም [ወሊድ] መስርሕ ፍርዱ ሎሚ 3 ሕዳር ክጅምር እዩ። (ጸብጻብ)』のカバーアート

ዕሉል ኣስጋሪ ኤርትራዊ ተወልደ ጐይትኦም [ወሊድ] መስርሕ ፍርዱ ሎሚ 3 ሕዳር ክጅምር እዩ። (ጸብጻብ)

ዕሉል ኣስጋሪ ኤርትራዊ ተወልደ ጐይትኦም [ወሊድ] መስርሕ ፍርዱ ሎሚ 3 ሕዳር ክጅምር እዩ። (ጸብጻብ)

無料で聴く

ポッドキャストの詳細を見る

このコンテンツについて

ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣብ ምረቓ ዓቢ ቤተ መዘክር ግብጺ ተረኺቡ። ሕብረት ኣውሮፖ ሓዊሱ 22 ሃገራት 3ይ ዓመት ውዕሊ ሰላም ፕሪቶርያ ብምዝኽኻር ዘተ ክጅምር ጸዊዐን። ዕሉል ኣስጋሪ ኤርትራዊ ተወልደ ጐይትኦም [ወሊድ] መስርሕ ፍርዱ ሎሚ 3 ሕዳር ክጅምር'ዩ ናይ ውሽጢ ዓዲ ዕዳ ኢትዮጵያ 2 ነጥቢ 56 ትሪልዮን ብር በፂሑ።
まだレビューはありません