『ዕለታዊ ዜና ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (10 ሓምለ 2025)』のカバーアート

ዕለታዊ ዜና ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (10 ሓምለ 2025)

ዕለታዊ ዜና ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (10 ሓምለ 2025)

無料で聴く

ポッドキャストの詳細を見る

このコンテンツについて

ዕለታዊ ዜና ኤስቢኤስ ትግርኛ (10 ሓምለ 2025) * ዕጡቓት ሓይልታት ሑዚ ናይ የመን ካልኣዮም ኣብ’ዚ ሰሙን ዝኾነ መጥቃዕቲ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ሓንቲ ንግዳዊት መርከብ ድሕሪ ምጥሓሎም 4 ኣባላታ ክሞቱ’ንከለዉ 15 ክሳብ ሕጂ ኣይተረኽቡን * ናይ ኣየርን መሬትን መጥቃዕታታ ኣብ ዝወሰኸትሉ እዋን ሩስያ ክብረወሰን ዝኾነ 728 ድሮናትን 13 ሚሳይላትን ኣብ ልዕሊ ዩክረይን ተኲሳ * ፕሪምየር ግዝኣት ታዝመንያ ጀረሚ ሮክሊፍ ቅድሚ’ቲ ዝመጽእ ሰሙን ዝካየድ ግዝኣታዊ ምርጫ ኣብ ርሑቕ ከባቢታት ነበርቲ ንዝኮኑ ማሕበረሰባት ከይዱ ናይ ምረጹኒ ጎስጓስ ኣካይዱ

ዕለታዊ ዜና ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (10 ሓምለ 2025)に寄せられたリスナーの声

カスタマーレビュー:以下のタブを選択することで、他のサイトのレビューをご覧になれます。