『ዕለታዊ ዜና ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (03 ሕዳር 2025)』のカバーアート

ዕለታዊ ዜና ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (03 ሕዳር 2025)

ዕለታዊ ዜና ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (03 ሕዳር 2025)

無料で聴く

ポッドキャストの詳細を見る

このコンテンツについて

ኣርእስታት ዜና፥ ** ናይጀርያ ፡ ሉኣላዊ ግዝ ኣታ ክሳብ ዝተኸብረ፡ ኣመሪካ ኣንጻር እስላማውያን ተዋጋእቲ ኣብ ምቅላስ ትገብሮ ደገፍ ከምትቕበሎ ገሊጻ።- ** ብኸቢድ ህዝባዊ ተቓዉሞን ናዕብን ዝተገብረ ምርጫ ትንዛንያ፡ ፕረሲደንት ሳምያ ሓሰን ብገፊሕ ከምዝተዓወተት ተነጊሩ። ** ኣብቲ ጽባሕ ዝካየድ ፍሉጥ ዉድድር ኣፍራስ መልበርን ካፕ ጀሚ መልሃም ንሃፍ ዩርስ ፈረስ ክትጋልቦ ምዃና ኣፍሊጣ።
まだレビューはありません