『"ምስ ህዝቢ ኣቦርጂን ክሰርሕ ከለኹ ምስ ህዝበይ ዝነብር ዘለኹ ኮይኑዩ ዝስመዓኒ።" ታቦቱ ኣታኽልቲ』のカバーアート

"ምስ ህዝቢ ኣቦርጂን ክሰርሕ ከለኹ ምስ ህዝበይ ዝነብር ዘለኹ ኮይኑዩ ዝስመዓኒ።" ታቦቱ ኣታኽልቲ

"ምስ ህዝቢ ኣቦርጂን ክሰርሕ ከለኹ ምስ ህዝበይ ዝነብር ዘለኹ ኮይኑዩ ዝስመዓኒ።" ታቦቱ ኣታኽልቲ

無料で聴く

ポッドキャストの詳細を見る

このコンテンツについて

ኣብ ርሑቕ ከባቢታት ኣውስትራሊያ ምስ ደቀባት ኣቦርጂን ትሰርሕ ዘላ ታቦቱ ኣታኽልቲ ዝገበርናዮ ዕላል እዩ። ታቦቱ ኣብ መልበርን ዓብያ ካብ ዩኒቨርሲቲ ቀዳማይን ካልኣይን ዲግሪ ወዲኣ እያ ናብ ርሑቕ ከባቢ ኣቦርጂናዊያን ከይዳ ኣብ ህዝቢ ደቀባት ለውጢ ንኽመጽእ እጃማ ትገብር ዘላ። ነዚ ውሳነ ክትወስድ እንታይ ደሪኽዋ? ህዝቢን ናብራን እቲ ከባቢ እንታይ ይመስልን ናይ ስራሕ ዕድል ኣብቲ ከባቢ እንተሎን ካልእን ሓቲትናያ መልሲታት ሂባትና።

"ምስ ህዝቢ ኣቦርጂን ክሰርሕ ከለኹ ምስ ህዝበይ ዝነብር ዘለኹ ኮይኑዩ ዝስመዓኒ።" ታቦቱ ኣታኽልቲに寄せられたリスナーの声

カスタマーレビュー:以下のタブを選択することで、他のサイトのレビューをご覧になれます。