『ሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (21 ግንቦት 2025)』のカバーアート

ሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (21 ግንቦት 2025)

ሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (21 ግንቦት 2025)

無料で聴く

ポッドキャストの詳細を見る

このコンテンツについて

** መንግስቲ እንግሊዝ ምስ እስራኢል ተመዲቡ ዝነበረ ሓድሽ ስምምዕ ነጻ ንግዲ ኣዲስኪልዎ። ** ኣብ ኒው ሳውዝ ወልስ ብዘሎ ምጥልቕላቕ ዉሕጅ ኣብ ሃንተርን ማእከላይ ሰሜን ግማግም ባሕርን ጽዒቑ ቀጺሉ። ** ፕረዚደንት ኣመሪካ ዶናልድ ትራምፕ ፡ ነቲ 272 ቢልዮን ዶላር ዝዋጋኡ ወርቃዊ መከላኸሊ ሚሳይል ንድፊ ከም ዝመረጸ ኣፍሊጡ ኣሎ ።

ሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (21 ግንቦት 2025)に寄せられたリスナーの声

カスタマーレビュー:以下のタブを選択することで、他のサイトのレビューをご覧になれます。