『ሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (09 ሓምለ 2025)』のカバーアート

ሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (09 ሓምለ 2025)

ሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (09 ሓምለ 2025)

無料で聴く

ポッドキャストの詳細を見る

このコンテンツについて

ሓጸርቲ ዜናታት ኤስቢኤስ ትግርኛ * ትሬዠረር ጂም ቻልመርስ ማእከላይ ወይ ሪዘርቭ ባንክ ኣውስትራልያ መጠን ወለድ ከምዘለዎ ክጸንሕ ዝወሰዶ ውሳነ ሚልዮናት ኣውስትራልያውያን ብተስፋ ዝጽበይዎ ዝነበሩ ኣይኮነን ይብል፣ * ሓደ ካብ ዓበይቲ ወሃብቲ ኣገልግሎት መዋእለ ህጻናት ቻይልድኬይር ኣብ ኣውስትራልያ ኣብ ውሽጢ’ቶም ልዕሊ 400 ዝኾኑ ማእከላቱ መከታተሊ ካሜራ ሲሲቲቪ ከእቱ ምዃኑ ገሊጹ፣ * ፕረዚደንት ዩኤስ ዶናልድ ትራምፕ ናብ’ቲ ምዕልቕላቕ ኣጥቂዕዎ ዘሎ ከባቢታት ቴክሳስ ዓርቢ ምብጻሕ ክፍጽም’ዩ፣ * ቅድድም ብሽግለታ ዙር ፈረንሳ ንራብዓይ መዓልቱ ኣብ ዝቐጸለሉ ታደይ ፖጋቻር ኣብ’ዚ ዓመት ናይ ፈለማዪ መድረኻዊ ዓወት ብምምዝጋብ ተዓዊቱ፣ ቢንያም ግርማይ ብሰላም ኣትዩ፣

ሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (09 ሓምለ 2025)に寄せられたリスナーの声

カスタマーレビュー:以下のタブを選択することで、他のサイトのレビューをご覧になれます。