『ዕለታዊ ዜና ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (18 መስከረም 2025)』のカバーアート

ዕለታዊ ዜና ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (18 መስከረም 2025)

ዕለታዊ ዜና ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (18 መስከረም 2025)

無料で聴く

ポッドキャストの詳細を見る

このコンテンツについて

ኣርእስታት ዜና፥ ኮምሽን ኤውሮጳ ፡ እስራኤል ኣብ ጋዛ ጃምላዊ ህልቂት ከም ዝፈጸመት ውድብ ሕቡራት ሃገራት ድሕሪ ዘቕረቦ ጸብጻብ ፡ ምስ እስራኤል ዝግበር ስምምዓት ናጻ ንግዲ ክድስክል ሓሳብ ኣቕሪቡ ። ፈደራላዊ መንግስቲ ነቲ ናይ ኣውስትራሊያ ዒላማ ክሊማ ኣብ 2035 ሎሚ [18 መስከረም] ኣብ ሲድኒ ሎሚ ከፍልጥ እዩ ። መንእሰይ ኣውስትራሊያዊ ተቐዳዳማይ Gout Gout ኣብ ቶክዮ ኣብ ዝካየድ ዘሎ ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ዓለም ናብ ፍርቂ ፍጻመ ዉድድር ሓሊፉ ።
まだレビューはありません