『ዕለታዊ ዜና ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (15 መስከረም 2025)』のカバーアート

ዕለታዊ ዜና ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (15 መስከረም 2025)

ዕለታዊ ዜና ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (15 መስከረም 2025)

無料で聴く

ポッドキャストの詳細を見る

このコンテンツについて

ኣርእስታት ዜና፥ ** መራሒት ሰልፊ ሊበራል ሱሳን ለይ ንጃኪንታ ናምፒንጂንፓ ፕራይስ ካብ ናይ ቅድሚት መናብር ሰልፊ ተቓወምቲ ድሕሪ ምስጓጓ ሚኒስተራታ በዊዛቶም ። ** ብቐዳም 13 መስከረም ኣንጻር ስደተኛታት ብኣንጻሩን ዝቕንዑ ሰልፍታት ኣብ መላእ ኣውስትራሊያ ክግበሩ ዉዒሎም። ** ዉድድር ናይ መወዳእታ መድረኽ ቮልታ ኢስጳኛ ብሰንኪ ደገፍቲ ፍልስጢኤማውያን ዝገበርዎ ተቓዉሞ ተዘሪጉ።
まだレビューはありません