『SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ』のカバーアート

SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

著者: SBS
無料で聴く

【Amazonプライム会員限定】今ならプレミアムプランが4か月 月額99円。

10月19日まで。※適用条件あり
Independent news and stories from SBS Audio, connecting you to life in Australia and Tigrinya-speaking Australians. - ነጻ ዜናን ሓበሬታትን እናቕረበ ምስ ህይወት ኣብ ኣውስትራሊያን ምስ ትግርኛ ዝዛረቡ ኣውስትራሊያዊያን ዘራኽበኩም።Copyright 2026, Special Broadcasting Services 政治・政府 毎時 社会科学
エピソード
  • ብድሆን ሜላን ኣተዓባብያ ቆልዑ ኣብ ወጻኢ ምስ ኪኢላ'ዚ ዓውዲ ዶክቶር ዮሃንስ ፍስሃ።
    2026/10/06
    ኣተሕሳስባ ቆልዑን ዓብይትን ብኸመይ ክሰማማዕ ይኽእል፧ ኣብ ውጻኢ ንዝዓዩ ቆልዑ፡ ኣተሓሕዛ ወለዲ ከመይ ክኸውን ኣለዎ ዝብሉን ካልእ ብዛዕባ ኣተዓባብያ ቆልዑን ብድሆታቱን ኣመልኪትና ምስ ዶክቶር ዮሃንስ ፍስሃ ዝገበርናዮ ቃለ መሕትት።

    #sbsaudiopodcast
    続きを読む 一部表示
    22 分
  • "ንጸላእትና ዘገድሶም ኢትዮጵያ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ከይትነግስ ጥራይ'ዩ።" ቀ/ሚ ኣብይ ኣሕመድ (ሓጸርቲ ዜና SBS ትግርኛ 6 ጥቅምቲ 2026)
    2026/10/05
    ** ነቲ ለውጢ ክሊማ ኣብ ሃገራት ፓሲፊክ ዘሕደሮ ጽልዋ ስጉምቲ ክውሰድ መራሕቲ ሃይማኖት ጸዊዖም። ** ኦሎምፒክ 2032 ብተፈጥሮ፡ እንስሳ ዘገዳምን መንነትን ኲንስላንድ ዝተደገፈ ኣርማ ጸወታታት ብሪስበን ወግዓዊ ኮይኑ። ** ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኢትዮጵያ ኣብ ዘካየዶ ናይ መኽፈቲ ኣኼባ ኣብይ ኣሕመድ ንዝቕጽሉ ሓሙሽተ ዓመታት ቀዳማይ ምኒስተር ኢትዮጵያ ኰይኑ ክቕጽል መሪጹ።

    #sbsaudiopodcast
    続きを読む 一部表示
    6 分
  • Why power is split, and how that protects you | How Australia Works - ንምንታይ'ዩ ስልጣን ዝከፋፈል፡ ከምኡ ምዃኑ ኸ ንዓኹም ከመይ ይሕልወኩም፧ | How Australia Works
    2026/10/05
    After receiving a fine for not wearing his motorbike helmet correctly, Hugo decides to have the matter heard in court. His story explains how Parliament, government and the courts have different roles, and how some official decisions can be questioned. - ናይ ሞተር ብሽግለታ ቆብዑ (ሀልመት) ብግቡእ ዘይምግባሩ መቕጻዕቲ ድሕሪ ምቕባሉ፣ ህዩጎ (Hugo) እቲ ጉዳይ ኣብ ቤት ፍርዲ ክረኣየሉ ወሲኑ። ዛንትኡ ባይቶ፣ መንግስቲን ኣብያተ ፍርድን ከመይ ዝተፈላለዩ ሓላፍነታትን ዕማማትን ኣለዎምን ገሊኦም ወግዓዊያን ውሳነታት ከመይ ክሕተተሎም ወይ ክምጉተሎም ይከኣልን ይገልጽ።

    How Australia Works is an SBS podcast that uses real stories and clear explanations to help you understand how government work in Australia, how laws are made and changed, and how you can have a say. Listen to the series and find shorter versions in 60 languages on the How Australia Works main page. - መደብ 'How Australia Works' ንጹር መግለጺታትን ሓቀኛ ዛንታታትን ተጠቒሙ፡ መንግስቲ ኣብ ኣውስትራልያ ከመይ ይሰርሕ፣ ሕግታት ከመይ ይወጹን ይቕየሩን ከምኡ'ውን ድምጽኹም ከመይ ተስምዑን ክትርድኡ ይሕግዝ።

    ኣብ ቀንዲ ገጽ መርበብ ሓበሬታ How Australia Works ነዚ ተኸታታትሊ ትሕዝቶ ስምዕዎን ሕጽር ዝበሉ ትሕዝቶኦም ድማ ብ60 ቋንቋታት ርኸብዎምን።
    続きを読む 一部表示
    9 分
adbl_web_anon_alc_button_suppression_t1
まだレビューはありません