『ፕረዚደንት ሶማሊላንድ ኣብ እየሩሳሌም ኤምባሲ ንክኸፍት ናብ እስራኤል ኣትዩ። (ጸብጻብ)』のカバーアート

ፕረዚደንት ሶማሊላንድ ኣብ እየሩሳሌም ኤምባሲ ንክኸፍት ናብ እስራኤል ኣትዩ። (ጸብጻብ)

ፕረዚደንት ሶማሊላንድ ኣብ እየሩሳሌም ኤምባሲ ንክኸፍት ናብ እስራኤል ኣትዩ። (ጸብጻብ)

無料で聴く

ポッドキャストの詳細を見る
መበል 13 ዓመታዊ ፈስቲቫል ኮለጅ ሕክምናን ስነ-ፍልጠት ጥዕናን ኦሮታ፡ ተሳሊጡ። ናይ ዞባ ሰሜናዊ ምዕራብ ትግራይ ቀረብ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ብ3 ዕፅፊ ዘዕቢ ንኡስ ጣብያ ተመሪቑ። ኤርትራ ፓርቲ ብልጽግና ኣብ እተዛበዐ ሓበሬታ ዝተሰረተ ፕሮፓጋንዳ ይዝርግሕ ኣሎ ክትብል ከሲሳ። CPJ ሓንቲ ፈረንሳዊት ጋዜጠኛ ካብ ትግራይ ጸብጻብ ኣዳልያ ብዝብል ንዘባረሩዋ ንሰበስልጣን ኢትዮጵያ ኮኒኑ። ፕረዚደንት ሶማሊላንድ ንፈለማ ወግዓዊ ዑደት ናብ እስራኤል ኣትዩ፤ ኣብ እየሩሳሌም ኤምባሲ ክኸፍት እዩ።
adbl_web_anon_alc_button_suppression_t1
まだレビューはありません