『ዕለታዊ ዜና SBS ትግርኛ (15 ሰነ 2026)』のカバーアート

ዕለታዊ ዜና SBS ትግርኛ (15 ሰነ 2026)

ዕለታዊ ዜና SBS ትግርኛ (15 ሰነ 2026)

無料で聴く

ポッドキャストの詳細を見る
ሚኒስተር ጥዕና ፌደራል ማርክ በትለር ፡ ብዛዕባ እቲ ኣብ ሃገራዊ መድሕን ስንክልና (NDIS) ተገይሩ ንዘሎ ለውጢ ዝምልከት እማመታት ፡ ዝቐርብ ዘሎ ስክፍታ ኣፍልጦ ከምዝህቦ ገሊጹ። ቀዳማይ ሚኒስተር እስራኤል በንያሚን ናታንያሁ ፡ ኣብ መንጎ ኣመሪካን ኢራንን ብዛዕባ እተገብረ ስምምዕ ንኺመያየጡ ናይ ጸጥታ ካቢነኡ ኸእክቦም እዩ ። ኣሰልጣኒ ሃገራዊ ጋንታ ኲዕሶ እግሪ ኣውስትራሊያ ሶኮሩ ቶኒ ፖፖቪች ፡ ኣውስትራልያ ንቱርኪየ 2ብ0 ብምስዕራ ኣዝዩ ከም ዝሕበን ገሊጹ ።
adbl_web_anon_alc_button_suppression_t1
まだレビューはありません