『ሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (23 ታሕሳስ 2025)』のカバーアート

ሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (23 ታሕሳስ 2025)

ሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (23 ታሕሳስ 2025)

無料で聴く

ポッドキャストの詳細を見る

このコンテンツについて

ሓጸርቲ ዜናታት ኤስቢኤስ ትግርኛ (ሰሉስ 23 ታሕሳስ 2025) * መንግስቲ ግዝኣት ኒውሳውዝዌልስ ተቓውሞታት ካብ ደገፍቲ ፍልስጤማውያን ብዘየገድስ ሰልፍታትን ምረሻታትን ንምድራት ዝዓለሙ ተረርቲ ሕግታት ምውጻእ ይደፍኣሉ፣ * መንግስቲ ኣሜሪካ፣ ነቶም ኣብ ፓሲፊክ ዘለዉ ሓዊስካ፣ ጥቓ 30 ዝኾኑ ዝለዓሉ ሞያዊ ዲፕሎማሰኛታት ካብ ወጻኢ ሃገራት ጸዊዑ፣ * ሓደ ሩስያዊ ጀነራል ኣብ ደቡባዊ ከተማ ሞስኮ ኣብ መኪና ብዝተጻወደ ቦምብ ተቐቲሉ፣
まだレビューはありません