『ሓጸርቲ ዜናታት SBS ትግርኛ (17 ሰነ 2026)』のカバーアート

ሓጸርቲ ዜናታት SBS ትግርኛ (17 ሰነ 2026)

ሓጸርቲ ዜናታት SBS ትግርኛ (17 ሰነ 2026)

無料で聴く

ポッドキャストの詳細を見る
** የማናይ ሰልፊ ዋን ኔሽን ተቐባልነቱ እናዓበየ ኣብዝኸደሉ ዘሎ መራሒቱ ፖሊን ሃንሰን ኣብ ሃገራዊ ክለብ ፕረስ መደረ ከተስምዕ እያ... ** ዕብየት ቁጠባ ኣውስትራሊያ ናብቲ ኣድላዪ ዝኾነ ምዝሓል ይኸይድ ኣሎ ክብል ሪሰርቭ ባንክ ገሊጹ.. ** ሶማሊላንድ ኣብ ሃገረ እስራኤል ናይ ፈለማ ኤምባሲኣ ከፊታ።
adbl_web_anon_alc_button_suppression_t1
まだレビューはありません