『ዕለታዊ ዜና ኤስቢኤስ ትግርኛ (25 ታሕሳስ 2025)』のカバーアート

ዕለታዊ ዜና ኤስቢኤስ ትግርኛ (25 ታሕሳስ 2025)

ዕለታዊ ዜና ኤስቢኤስ ትግርኛ (25 ታሕሳስ 2025)

無料で聴く

ポッドキャストの詳細を見る

このコンテンツについて

ዕለታዊ ዜና ኤስቢኤስ ትግርኛ (25 ታሕሳስ 2025) * ባይቶ ግዝኣታዊ መንግስቲ ኒውሳውዝዌልስ ድሕሪ ግብረሽበራዊ መጥቃዕታት ተቓውሞታት ወይ ሰልፍታት ከይካየዱ ዝድርቱ ሕግታት ኣጽዲቑ፣ * ንፖሊስ ህዝባዊ ዋዕላታት ናይ ምድራት ስልጣን ዝህብ ሕጊ፡ ነቲ 26 ጥሪ ዝካየድ ሕጋውን ሰላማውን ተቓውሞታት ከይድርት ስክፍታ ፈጢሩ፣ * ጠለብ ኣገልግሎት ንደገፍ ጥዕና ኣእምሮ ኣብዚ ዓመት ኣብ ዝለዓለ ቁጽሪ ከምዝበጽሐ ተገሊጹ፣
まだレビューはありません